Cargando...

Forum Radio
Forum Radio

መድረኽ ብውሑዳት ተመሳሳሊ ተመኵሮ ዘሎዎም ግዱሳት ዜጋታት ብ2013 ዝተጀመረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ እዩ። መድረኽ መጀመርያ እቲ ሓያልን ድኹምን ጎድኒታት ናይ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ እቶም ንምንዋሕ ምልኪ ዝደርኹ ናይ ውሽጥን ግዳምን ረቛሓታት እዩ ገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም ተመርኵሱ ድማ ንኹሉ ተቓዋሚ ዝጠምር ዝተሓተ ፖለቲካዊ ባይታ ኣለልዩ። ኣብ ሃገርና ብሰላም ለውጢ ንምምጻእ ዘቃላጥፍ ቅርጽን ትሕዝቶን ኣዳልዩ ድማ ንስራሕ ተበጊሱ። Más

Filtrar Emisoras

No se encontraron Estaciones de Radio relacionadas: eritrea

    Su opinión sobre Forum Radio

    No hay comentarios aún

    Forum Radio > Radio en vivo

    Categorías: talk, news, folk

    Ubicaciones: asmara, eritrea

    Descripción: መድረኽ ብውሑዳት ተመሳሳሊ ተመኵሮ ዘሎዎም ግዱሳት ዜጋታት ብ2013 ዝተጀመረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ እዩ። መድረኽ መጀመርያ እቲ ሓያልን ድኹምን ጎድኒታት ናይ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ እቶም ንምንዋሕ ምልኪ ዝደርኹ ናይ ውሽጥን ግዳምን ረቛሓታት እዩ ገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም ተመርኵሱ ድማ ንኹሉ ተቓዋሚ ዝጠምር ዝተሓተ ፖለቲካዊ ባይታ ኣለልዩ። ኣብ ሃገርና ብሰላም ለውጢ ንምምጻእ ዘቃላጥፍ ቅርጽን ትሕዝቶን ኣዳልዩ ድማ ንስራሕ ተበጊሱ። Más

    Redes Sociales